ዞባዊ ቤት ንባብ ኦስተርጎትላንድ ኣብ ምምዕባል ኣገልግሎት ኮምፒዩተር ንሓያሎ ዓመታት ክሰርሕ ጸኒሑ ኢዩ። ኣብ ሌላ ሕብረተሰብ ዞባ ኦስተርጎትላንድ ስልጠና መባእታዊ ኣፍልጦ ኮምፒዩተር፣ ኢንተርነት፣ ኢመይል፣ ኣገልግሎት ኢንተርነት፣ ኣገልግሎት ክፍሊትን እቱው ኢዩ። ነዚ ዝምልከት መሰልጠኒ ሓሳባትን መሳርሕን ብምእካብ ናብ ሓያሎ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ተተርድጒሙ ኢዩ። እዚ መሳርሒ በዞም ዝስዕቡ ቋንቋታት ተተርድጒሙ ኣሎ።
ብዓረብ,
እንግሊዝ,
ፈረንሳ,
ፋርሲ,
ሶማልያን,
ሽወደን ከምኡ ውን
ትግርኛ.
እዚ መሳለጢ ሓበሬታታት ብኽልተ መልክዕ ወይ ቅርጺ ማለት ብፓወርፖይንትን ፒዲኤፍን ተዳልዩ ዝኾነ ኣውሪዱ ወይ ጽዒኑ ክጥቀመሉ ከም ዝኽእል ዓይነት ኣገባብ ተዳልዩ ኣሎ።
ነዞም መሳለጢ ሓበሬታታት ኣብዚ ብምጥዋቕ ርኸቦም
Creative Common licens.