ኣርማ ወይ መለለዪ ሌላ ሕብረተሰብ ኣብ ኦስተርጎትላንድ ኣራንሾኒ ዝምድሩ ብጻዕዳ ሕብሪ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ
|    |  ቋንቋ  |  ምምልካት ስልጠና ወይ ትምህርቲ  |  ባዕልኻ ተመሃር  |  መራኸቢ ኣድራሻና  | 


ካርታ ዞባ ኦስተርጎትላንድ ምስ ምምሕዳራዊ ዶባት
ትምህርቲ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ንሓደ ኣብ ኦስተርጎትላንድ ዝነብር ጋሻ
 

ምምሕዳራትና

ሌላ ሕብረተሰብ ንሓደስቲ ብምትሕብባር ዞባ ኦስተርጎትላንድን ኣብ ዞባ ኦስተርጎትላንድን ትራኖስን ዘለዋ ምምሕዳራት ይካየድ

ዝቕሰም ትምህርቲ እንታይ ኢዩ?

ኣብ ስልጠና ሌላ ሕብረተሰብ ከመይ ጌርካ ምስ ሕብረተሰብ ሽወደን ትሕወስን ብኸመይ ብልጹግ ናብራ ኣብ ሽወደን ንነብርን ትመሃር። ብጀካዚ ዝያዳ ብዛዕባ ኦስተርጎትላንድን እትነብረሉ ምምሕዳርን ውን ዝያዳ ትመሃር፣

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ሽወደን።

ዝተኣከቡ ኣገደስትን ጠቐምትን ሓበሬታታት ነቲ ኣብ ሽወደን ክነብር ዝደሊ