ኖርሾፒንግ ሓንቲ ካብተን ዓሰርተ ዓበይቲ ከተማታት ሽወደን ኢያ። ከተማ ኖርሾፒንግ ብሰንኪ ጽፉፍ ኣተሓሕዛ፣ ሓድሽ ዳግመ ህንጻ ከምኡ ውን ውቁባት ህንጻታት ፋብሪካታት ጨርቂ ነጸብራቕ ናይ ዝሓለፈ ግዜ ይህባ። ከተማ ኖርሾፒንግ ብብዙሓት ጅራፊዮሪታት እትልለ ኮይና እቶም ናይ ዕምባባ ቦታታት ብልዑል ጥንቃቐ ይትሓዙ። ኣብ ምጅማር 2000 ዓ,ም ከተማ ኖርሾፒንግ ከም ጎረቤታ ከተማ ሊንሾፒንግ ናይ ዩኒቨርሲቲ ከተማ ወይ መልክዕ ሒዛ። ኖርሾፒን ምስ ከተማ ሊንሾፒን ብሓባር ራብዓይ ደረጃ ዝሓዘ ዞባዊ ዕብየት ኣለወን።
ዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳር ኖርሾፒንግ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ኣለኩም
https://www.norrkoping.se